ብናይ ጎርቤትካ ሸግር ሕጉስ ኮይንካ ኣብ ትንበረሉ ቦታ ብጣዕሚ ከባሳጭውካ ይክእል እዩ::

ሐደ ሐደ ግዜ ሰባት ምስ ጎርባብቶም ይገራጨዉ,ንአብንት እንድሕር ዓውታ ድምጺ ናይ ሙዚቃ, ከልቢ አንተንቢሑ ወይ ደማ ጽርየተ እንተዘየለ::

ንነሕድሕደኩም ተዛራርቡ። እንድሕር ባዕልካ ክትዛርብ ዘይትክእል እንተኮይንካ ናይ ከባቢካ ሽምጋላይ ክትድውለሉ ትክእል ኢካ::

ንሕና ሕጉሳት ኢና ከንሕግዝኩም. ዕላማ ናይ ትካልና ጎሮባብቲ ጽጥተኦም አውሒሶም ርጉእ ህይወት ክነብሩ እዩ። አዝዮም ሙኩራት በዚ ዓውዲ ዝነጥፉን ልዑል ስልጠና ዘለዎም ሕግን ስርዓትን ዝፈልጡ ሰለ ዝኮኑ ውጽኢት ጉዳያትኩም ፍታሕ ክትረክብሉ ትክእሉ ኢኩም ።

ሸግር ምስ ጎረባብትኻ ? ናይ ጎረትቤት ሸምጋሎ!

tips

ከምዚ ንገብር ።

  • ዘሸገረካ ንክትመልክት ናብቶም ናይ ጎርቤትሸምጋሎ ትድውል ።
  • እቶም ናይ ጎርቤትሸምጋሎ ቆጸራ የግብርሉካ ናብ ገዛካ ከምጹ ።
  • እቶም ናይ ጎርቤትሸምጋሎ እኩል ግዜ ወሲዶም አቲ ትህቦ ታሪክ ይስምዑካ ።
  • ብድሕሪኡ ድማ ናብ ጎርቤትንክይድ ብወገኖም ዘሎ ታሪክ ድማ ንስምዖም ።
  • ጎረባብትኩም ከዛራርብኩም አንተ ደልዮም፣ እቶም ናይ ጎርቤትሸምጋሎ ናይ ዘርርብ ባይታ የዳሉ ።
  • አዚ ሐበራዊ ኣኼባ ድማ ኣብ ማእክል መራኽቢ ቦታ ወይ ድማ ኣብ ካልእ ይካይድ ።
  • ብናትና ሐገዝ ድማ ብሐባር ኮይንኩም ነገራት ትዛራርቡሉን ጸቡቅ ወዕል ትግብሩ ።
  • እቶም ሸምጋሎ ይሕግዙካ ንክትዛራርብ ,ንሳቶም ናይ ወልሐደ ጽግእትኛን ምድላዉን የብሎመን፣ ናይ ሚስጥር ምዕቃብ ግዴታ ኣለዎም ።
  • አቲ ናይ ሽምግልና ኣኼባ ምስ ተኻይደ ድሕሪ ቁሩብ ስሙናት፣ ን ከልቲኡ ጎሮባብቲ ደዊልና ኣብቲ ዝተግብረ ውዕል ከመይ ከምዝሎ ንስምዕ ።
  • አንድሕር ጽቡቅ ዘይከደ፣ ትዕዝብተና ካልእ ትኸእሉ አንትሎ ንፍትሽ ምእንቲ ክልቲኻ ብስላም ክትንብር ።
  • ናይ ጎረቤት ሸምጋሎ ካብ ከፍሊት ንጻ እዩ ።

ብዚ ዝስዕብ ድማ ንርክብ ኢሜል

 


Extra hulp nodig?

Komt u er ondanks de suggesties niet uit met de buren en wilt u hulp? Of overleg met een medewerker?

Klik op de knop en wij zoeken op basis van de ingegeven postcode naar ondersteuning in uw woonplaats.

Tip: Lees de suggesties die we per probleem op een rij hebben gezet.